ምስረታ ዓለምለኸ ማሕበር

Date: 2026-05-01

"ምስረታ ዓለምለኸ ማሕበር ዓድዋን ከባቢአን አብ ቀረባ ግዜ አብ ዓድዋ ከተማ ሕጋዊ ምዝገባ ክፍፅምዩ፡፤ አብ ትግራይ ዝርከቡ ተወከልትን አብ ዲያስፖራ ዘለዉ ወገናትን ብሓባር ዘጣይሽዎ ማሕበር ንዓድዋን ከባቢአን ንምግልጋል ብሓባር ንምስራሕ ዝወሰንሉ 'ዩ፡፡ ዓድዋን ከባቢአን ከም ካልኦት ከባቢታት ትግራይ ዝሕሽ ስራሕቲ ንማሕበርሰቦም ከወፍይ ክሳተፉን ብልምዓት ብቁጠባ ብሰናይ ምምሕደራን ካብ ግዳማዊ ተፃብኦ ብምክልኻልን ዝሕሽ ስራሕ ክሰርሑ ትፅቢት ይግበር፡ 'ዚ ትካል ኩለን ከባቢያዊ ማሕበራትን አለሙናያትን ተናቢበን ተሓጋጊዘን ትርጉም ዘለዎ ስራሕ ንክሰርሓ ዝዓለመ 'ዩ፡ ዝርዝሩ አብ ዓንዲሕጊ'ቲ ማሕበር ይርከብ፡፡ ሰብሞያ ሰብ ክለት ሰብ ዓቅሚ ነዚ ትካል ተሓወስዎ፡፡ May 1,2026"

The establishment of the International Association of Adwa and Surrounding Area will soon be legally registered in Adwa city. Adwa and surrounding areas are expected to participate in contributing better services to their communities like other areas of Tigray and do better in development, economy, good governance and protection from external influence Available:: Professionals of both human resources joined this organization."

← Back to Home