Membership-አባልነት
Membership is open to:
- Any individual or organization who identifies as from or for Adwa & surrounding
- Membership is voluntary and based on mutual respect, unity, and accountability.
- ዝኾነ ውልቀ ሰብ ወይ ትካል ካብ ዓድዋን ከባቢኣን ወይ ንዓድዋ ከባቢኣን ኢሉ ንባዕሉ ዝልለ።
- ኣባልነት ወለንታዊን ኣብ ሓድሕዳዊ ምክብባርን ሓድነትን ተሓታትነትን ከምዝምስረት ዝኣምን/ ትኣምን።