Endaba Tsahima - እንዳባ ፃሕማ
Objectives
Strengthen unity, protect community interests, correct internal challenges through dialogue, and coordinate development work for EndabaTsahima.
እንዳባፃሕማ ሃገር ቦቆል እፅዋትን እንስሳትን ዝርከብዎም መስሕባት ዝውንኑ ጥንታዊ ገዳም ኣቡነ ፃህማ ፣ እንዳ ጋብር ሰርዐ፣ ጎቦ ዓዲ ብሓይላይ ፣ ጎቦታት ማይምሻምን:ጥቅጥቅ ጫካ ማይጨሎትን (ማይምሻምን ) ካልኦትን ዝወነንት እያ
*ብድሓን ምፁ/ ምፃ !!
Our History: *YouTube:
https://www.youtube.com/watch?v=kbaB3typUi4
Investment Areas
Education support, school improvement, agriculture, small business, youth skills, water projects, health outreach, and infrastructure development.
አብ ምምሕዳር እንዳባ ፃሕማ ንዋይ ሃፍትኩም ብምፍሳስ ንባዕልኩም ተጠቂምኩም ንሕ/ሰብ ክትረብሑ እትደልዩ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ከተማን ገጠርን ኢንቨስት ክትገብሩ ንትደልዩ በርና ኩፋቲ እዩ ፤ ብፍላይ ኣብ ሎጅ ፣ ኣብ ሆቴል ፣ ልምዓት ንህቢ ካልኦትን ኣዳሊና ንርከብ። ከተማና 24 ስዓት መብራህትን ማይን ተጠቃሚት እያ!!
Historic Archeological sites
-ኣርኪኦሎጂካዊ መስሕባት ( ስነ-ጥንቲ /ኳዕቲ/) ቦታታት:
* ጥንታዊ ስነ-ኳዕቲ ፍራስ (እ/ጭዋ)
* ጥንታዊ ስነ-ኳዕቲ ስላሴ ዓዲ ዑና (ሕብረት)
* ጥንታዊ ስነ-ኳዕቲ ጉቦ ማይምሻም
* ጥንታዊ ስነ-ኳዕቲ እንዳ መስቀል ኣንገባ (ፀድያ)
* ጥንታዊ ስነ-ኳዕቲ ዓዲ ሽሁ (ማእከላዊ)
* ሓወልትታት ሓምባር ጋድዋ (እ/ጭዋ)ን
ካልኦትን ክፅንዑ ዝግበኦም ስነ ከኳዕቲ ዝወነነት እያ።
Tourism Areas
Historic churches, cultural heritage locations, mountain landscapes, traditional community celebrations, and local historical landmarks.
-ፀጋታት ቱሪዝም ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ንምህዋፅ ኣብ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ማእከል እንተገይርኩም 4ተ ደረጀኦም ዝሓለው ብማእከላይ ደረጃ ግልጋሎት ዝህቡ ሆቴላት ዝርከብዋ ከተማ እያ።
-ሃገር ቦቆል እፅዋትን እንስሳትን ዝርከብዎም መስሕባት ዝውንኑ
ጥንታዊ ገዳም ኣቡነ ፃህማ ፣ እንዳ ጋብር ሰርዐ፣ ጎቦ ዓዲ ብሓይላይ ፣ ጎቦታት ማይምሻምን:ጥቅጥቅ ጫካ ማይጨሎትን (ማይምሻምን ) ካልኦትን :
-ባህላውን ሃይማኖታውን መስሕባት:
Over 60 Monasteries, Churches And ancient mosque
ልዕሊ 60 ኣብያተ ክርስትያናትን ገዳማትን ዝርከብዋ እንትኸውን ካብዚኣቶም
ብመስሕባቶም ካብ ዝጥቀሱ ድማ ፦
* ገዳም ኣውነ ፃህማ
* ስላሴ ዓዲ፡ዑና
* እንዳ ማርያም ዓዲ ቆሾ
* እንዳማርያም ጉስቋም
* እንዳ መስቀል ኣንገባን
*መድሃኒኣለም ዓዲፀብሪ ካልኦት ዝመሰሉን ኣብያተክርስትያናት
* ጥንታዊ መስጊድ ዓዲተገመስ
ብመጠን ተባፃሕነቶም (ሓወፅቲ) ካብ እንጠቕሶም እዮም።
Leadership Names
ኣይተ ገብረ-Mr Gebre +251914290786 (Administration)
ኣይተ ግርማይ-Mr Girmay +251911991631 (tourism)
Chairperson: To be updated
Vice Chairperson: To be updated
Secretary: To be updated
Treasurer: To be updated
Youth / Women Representatives: To be updated
Contact Information
ምምሕዳር እንዳባፃሕማ :
ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ
ካብ ዞባ ማእከል ካብ ዝርከባ ወረዳታት ሓንቲ ኮይና:
መቐለ ሓውዜን ነበለት ዕዳጋ ዓርቢ 160 ኪሜ:
መቐለ ዓብይ-ዓዲ ዕ/ዓርቢ 170 ኪሜ:
ኣኽሱም ዓድዋ ዕ/ዓርቢ 70 ኪሜ:
ሪሒቓ ትርከብ ኮይና
ደረጅኡ ዝሓለወ ኣስፋልት መንገዲ
ዝወነነት እያ።
Map:14°02'31.2"N 39°04'26.7"E
Phone: ኣይተ ገብረ-Mr Gebre +251914290786 (Investment)
ኣይተ ግርማይ-Mr Girmay +251911991631 (Tourism)
Email: contactedagaarbi@gmail.com
Website: www.edagaarbi.org
Social Media Links